ኦርቶዶክስ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ

              በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን!

ኦርቶዶክስ ማለት ፣ ኦርቶን፣ዶክስን ካብዝብል ክልተ ናይ ክሪክ ቃል ዝተወስደ ኮይኑ፣
ኦርቶ፣ ማለት ቅኑዕ፣ትክክለኛ፣ሰጥዝበለ ዝብል ቱርጉም ዘለዎ ክከውን ከሎ።
ዶክስ፣ ከኣ እምነት፣ ሃይማኖት፣ መንገዲ ወዘተ የጠቃልል።
ሰለዚ ኦርቶዶክስ ማለት ሰጥዝበለ እምነት መንገዲ ትክክለኛ ጎደና ማለት ኢዩ።

No comments:

Post a Comment